GLOBAL  SUPPLY  LINK
 Oslo  Norway +4746236640
 Gothenburg +46736521499
 Stockholom +46728527728
 Email: info@glspl.com
 Web  : www.glslp.com
More info.call us today
Glspl Supply & Distribution
Is Norway based professional supply and Logistics service provider with office in Oslo, Stockholm and Gothenburg.  GSL Logistics provides air and sea freight service for Full container load (FCL), consolidation of less than container load (LCL), Vehicles and parcel service from/to Europe and most destinations of the World. Moreover, GSL supply is manufacturers' commercial agent for distribution and marketing of products in specific geographical areas. More info about air or sea freight contact us here

Our Core Supply Categories
Industrial and MRO Products, Industrial equipment (compressors, pumps, valves, cooling systems/air conditioners ) Consumables ( cleaning, laboratory, kitchen and office supplies ) Vehicle and heavy equipment tyres. Furniture and fixtures, Building Materials and Construction Equipment, Safety and Protective Equipment. If any questions don't hesitate to contact us here

Frequently Asked Questions መልሲ ን ሕቶታትኹም

  • ናብ ኤርትራ ጥራይ ዲኩም እትልእኹ፥

ኣገልግሎት GSL ናብ ኤርትራ ጥራይ ዝተሓጽረ ኣይኮነን፡ ክሳብ ሕጂ ካብ ደንማርክ፡ ሽወደን፡ ሆላንድ፡ በልጁም፡ ኢታሊ፡ ህንዲ፡ ቻይና ናብ ዱባይ፡ ከንያ፡ ጁቡቲ፡ ታንዛኒያን ሱዳን፡ ዩጋንዳ፡ ጁባን ኮንተይነራት፡ ማካይንን መሽነሪን ልኢኽና ኣሎና፡ 

 

እንተኾነ ግን እዚ ናይ ውልቐሰባት ኣኪብካ ዝልኣኽ ንብረት ናብ ኤርትራ ጥራይ ኮይኑ ናብ መብዛሕትኤን ሃገራት ኣፍሪቓ ንምጅማር ኣብ ምድላዋት ንርከብ፡

  • እትልእኽሉ ጊዜ ፍሉጥ ድዩ፡ ንኽበጽሕከ ክንደይ ጊዜ ይወስድ፥

 

ዝልእኽ ንብረት ምሉእ ኮንተይነር ወይ ውን መኪና መሽነሪ ምስዝኸውን ዓሚል ኣብዝደለዮ ጊዜ ንልእኽ፡

 

እቲ ካብ ውልቐ ሰባት ኣኪብካ ዝላኽ ንብረት ግን በዚ ዝስዕብ ኣዋርሕ ንልእኽ፡

 

የካቲት (February) ምያዝያ (April)  ሰነ (June)  ንሓሰ (August) ጥቕምቲ (October)

 

ናብ ኤርትራ ዝልኣኽ ንብረት ንኽበጽሕ ክሳብ 6 ሰሙን ይወስድ፡

 

  • ዝልእኽ ንብረት ካብ ገዛና ክትወስዱዎ ትኽእሉዶ፥

እቲ ዝበለጸ ዓሚል ኣብ መኽዘንና ከረክቦ እዩ፡ እዚ ምስዘይክኣል ግን GSL  ብርትዓዊ ዋጋ ካብ ገዛኹም ይወስድ፡ ዋጋ መግዓዓዚ ድማ 100-150 kr ን ጀሪካን ነኽፍል፡

  • ኣብ ዓዲ ዝኽፈል ኣሎ ድዩ፥

ብውልቐሰብ ዝልኣኽ  áŠ•á‰¥áˆ¨á‰µ ከም ሃለኽቲ ተቖጺሮም ብዘይካ ናይ መሳለጢ ዋጋ ቐረጽ ከይከፈሉ ዝኣትዉ እዮም፡ እቲ ዝልኣኽ ንብረት ኣዝዩ ብዙሕ ካብ ሓደ ዓይነት ንብረት ምስዝህልዎ ግን ከም ንግዲ ተሓሲቡ ቐረጽ ክኸፍለሉ ክሕተት ይኽእል እዩ፡

 

ቐረጽ ዝኽፈሎም ንብረታት ከም ብዓል ፍሪጅ፡ ቲቪ፡ ሓጻቢት ... ወዘተ ብመሰረት ጉምሩክ ዝውስንዎ እዩ፡

 

መሳለጢ ንሓደ ዓቢ ጀሪካን 650 ናቕፋ ንእሽቶይ ጀሪካን 450 ናቕፋ ባኮታት 350 ናቕፋ ኣሳላጢ ወኪል የኽፍል

 

  • ለኣኺ ከማልኦ ዝግብእ እንታይ እዩ፥

ብ መሰረት ክሳብ ሕጂ ዝስርሓሉ ዘሎ ሕጊ ጉምሩክ ዝኾነ ልእኺ ናይቲ ዝሰደሉ ዘሎ ዓመት ጉቡኣት ዘማልኤ ክኸውን ኣለዎ፡ ነዚ ድማ ኣብ ጊዜ ምውጻእ ንብረት ተቐባሊ ኦሪጂናል ሒዙ  áŠªá‰áˆ­á‰¥ ኣለዎ፡ ምስቲ ንብረት ድማ ኦሪጂናል ይምለሰሉ፡

ብተወሳኺ ዝልኣኽ ንብረት ሓዲሽ ምስዝኸውን ቕብሊት ከረክበና ይግባእ፡

ዝልኣኽ ንብረት ንንግዲ ምስዝኸውን ልኣኺ ምስ GSL ብምርኻብ ተወሳኺ ሓበረታ ክወስድ ይግባእ፡  

  • ንልእኾ ንብረት ውሕስነት ኣለዎዶ፥

ኣብ ዝሓለፈ ናይ ሰለስተ ዓመታት ስራሕ ዘጋጠመ ናይ ምስባርን ምጥፋእን ንብረት የለን፡ ወዝቢ ምስ ዘጋጥም ግን GSL  ብመስረት ሕጊ ኖርዲክ NSAB 2000 ንዓሚል ይኽሕስ፡

  • ንልእኾ ንብረት ኣበይ አዩ ዝበጽሕ፥

ብውልቐ ሰባት ዝልኣኽ ንብረት ኣብ ኣስመራ እዩ ዝርኸብ፡ ናይ ንግዳዊ ጽዕነት ምስ ዝኸውን ግን ኣቐዲምና ምስ ዓሚል ብእንገብሮ ምርድዳእ ኣብ ዝመረጾ ቦታ ከነረክቦ ንኽእል፡

  • GSL ጀሪካን ይሸይጥ ዶ፥

GSL ኣቐዲሙ ናይማልመላታ(syltetøy)  á‹áŠá‰ áˆ¨ ጀሪካን ኣብ ኦስሎ ይሸይጥ፡ እዚ ጀሪካን ንቐጻሊ መትሓዝ መግቢን ዝስተማይን ክትጥቐመሉ ውሑስን ዝተረጋገጸን እዩ፡ ዘለና ጀሪካን ዓቢ ጥራይ ኮይኑ ን ሓደ ብሕሳብ 350 kr ንሸጦ፡ ብተወሳኺ ኣብ ስታቫንገር ዝሽየጦ ቦታ ኪንሕብረኩም ንኽእል፡

ከም ኣማራጺ ኣብ ኦስሎ ክግዛእ ይክኣል፡ ዋጋ ሓደ ዓቢ ጀሪካ 495 ንእሽቶይ ድማ 345 ክሮነር እዩ፡ Olaf Gjesti & Sønn as, Ã˜kern Torgvei 13, 0580 Oslo ቴሌ 22357353 እዚ ዝተጠቕሰ ጀሪካን ን መግቢ ማይ ካልእን ኪንጥቐመሉ ውሑስ እንተኮይኑ ዓሚል ባዕሉ ከረጋግጽ ይግባእ፡

  • መልኣኺ ዋጋ ክንደይ አዩ፥

በርሚል ናይ 12 (220 ሊትሮ)  ,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,  2100 ክሮነር

በርሚል ናይ 6 (120 ሊትሮ)  ,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,    1100 ክሮነር

ቲቪ  40-55 ` ,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,,, 1400 ክሮነር

ሓጻቢት፡ ስቶቭ (Komfyr)  ,,,,,,,,,,,,,.,,,.,,,.,     1400 ክሮነር

ሳንጣ፡ ባኮ፡ሳሎን፡ ፍሪጅካልእን ብዓቐን ኮይኑ ካብ 500 ዝጅምር ዝተፈላለየ ዋጋታት ነኽፍል

 

ምጉዳል ዋጋ ካብ ብዝሒ፡ ካብ 3 በርሚል ንላዕሊ ዝልእኹ ዓማዊልና ሙግዳል ዋጋታት ንገብር



 
MORE INFORMATION  CONTACT US   HERE



QUICK LINKS





ALL ENTRIES

ARCHIVE

OUR SUPPLY CATEGORIES
  • Industrial and MRO Products
  • Industrial equipment (compressors, pumps, valves, cooling systems/air conditioners )
  • Consumables ( cleaning, laboratory, kitchen and office supplies )
  • Vehicle  and heavy equipment tyres
  • Furniture and fixtures
  • Building Materials and Construction Equipment
  • Safety and Protective Equipment.
  • If any questions please don't hesitate to contact us here

NEAR FUTURE SERVICE
In this service certain regions are utilized and more destinations will be added in the near future. Consolidated cargo service is delivered to some destinations at any time throughout the year while certain destinations are getting scheduled service as the market is under development.